Monday 15 February 2021

ምሰረታ "ሀገረ ትግራይ"' ጉዳይ ክድዓትን ባንዳታትን እዩ !




ኣብ ትግራይ ዝካይድ ዘሎ ኩናት በሓደ ወገ ፍታሓዊ ኤንትኸዉን: ብኻልእ ገትሱ ድማ ስምዒታዉን ሓደገኛ ኮይኑ ቅርቡ ኣሎ :: ሐደ ህደ መራሕቲ ህወሓት "'ሐግረ ትግራይ ንምምስራት ይጎየዩ ከምዘለዉ ይስማዕ ኣሎ :: ሐደ ሐደ ተግድስቲ ትግራይ እና ባህልትውን ከምትቀዳምይ ጉዳይ ገይሮም የቕርብዎ አለው :;

አዙይ ሐደገኛ መስመር ንህዝቢ ትግራይ ክብ ህዝብ ኢትዮጵያ ሓገዝን ሞራልን (solidarity) ከየግን ገይርዎ ኣሎ;;ክብ ዝሓለፍ 5 ዓመታት ጅምሩ ኣብ ኢትዮጵያ ፀረ ህወሓትን እሓደግ ምንቅስቓስ ክምትጀመረ ግ ልጺ አዩ :: ኣብ ጎንደር ተግሩ ተቀትሎምን ንብረቶም ተቓትስሉ :; ገሊኦም ንብ ትግራይ ተመልሶም :; ኣውራ ጎዳንታት ምትሳውን ንብ ትግራይ ተሳፈርቲ ምግልታእን ትራአዩ :: ንብ ትግርይ በወሎ ዝህልፋ ኣቕሑት ዝትሳና መካይን ዓቕሑተን ተወስዱ :: ኣብ ወደያ ዝነብሩ ትግራዎት ንበረቶ ዓንዩ :አዝይ ኩነታት ግን ቤርጥር ዝተቀንብረን ከምኡውን ኣብ ኤርትራ ዝጸልትኑ ዘንበረኡ ተቃዋሚ ሃይልታት ዘትገበረ እዩ ነይሩ:

መሪሕነት ህወሓት ግን እዙይ ችግር ባምሃሩ  ከምዝገብር ዘሎ ገይሩ ንህዝቢ ኣቕሪብውኡ :; መሪሕነት ህወሓት ፍታሕ ካብ ምድላይ ድሕሪ አቱይ ዘተፈጥረ ችግር ምህዳም ጀሚሩ :: ንቱይ ችግር ፍትሕ ንምንግስቲ ኤርትራ ምድምስሳን ንህዝቢ ኤርትራ ዲሞክራስዊ መንግስቲ ንኽምስርት ምግብባር እዩ ነይሩ:: ኢሳያስ ዝኸተሎ መንግድ ንህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን ዝጎድ ምኻኑ መርሕንት ህወሓት ከርዮን ክድህስሶ ኣይክኣለን :: ኢሳይሳ ናብይ ኣሕመድ አልን  ብምጥቃም እንጅነኤር 

Sunday 7 February 2021

ከፊል ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ቁፅፅር ትግራይን ኢትዮጵያን ከኸዉን ኣለዎ

 

መለሰ ዜናዊ ን በረከት ሰሞን ከምኡዉን ካልኦት ኤርትራውያን ንህዉሓት ድሕሪ ምቁፅፃር  ቀይሕ ባህሪ  ሙልእ  ብሙል እ ንኤርትራ ክዉሃብ ገሮም :; እዙይ ታ ርካዊ ስሕተት ክረም ኣገዳስ አዩ:; አትሰ ምንልክ ብ 1890 ዓም  ኣብ ከተማ ዉጫለ ምስ ጥልያን ዘገብርዎ ስምምነት መሰረት ገይርና ቀይሕ ባህር ንኢትዮፕኣን ንትግራይ ብኸ ፍል ክኸዉን  ኣገዳሲ አዩ ::በዙይ ውል ዉጫለ መሰረት ምረብ ምላሽ ቅይሕ ባህር ንትግራይን ኢትዮፕኣ ክኸውን ኣለዎ :: ዉእ ል ዉጫለ ብቕንቃ አንግሊዝ ክምዝስብ ይቀረብ :"Treaty of Wichale, Wichale also spelled Ucciali, (May 2, 1889), pact signed at Wichale, Ethiopia, by the Italians and Menilek II of Ethiopia, whereby Italy was granted the northern Ethiopian territories of Bogos, Hamasen, and Akale-Guzai (modern Eritrea and northern Tigray) in exchange for a sum of money and the provision of 30,000 muskets and "


መሪሕነት ህወሓት ካብቶም ዝፈፀሞም ክሕደታት ህደ ቀይሕ ባህሪ  መሉእ ብሙልእ ኣብ እድ  ኤርትራ ንኽከውን ብምግባሩ ሕዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን ዓብይ ኢኮኖሚያዊን ፀጥታዊ ግራት  ከምዝገጠሞም  ይፍለጥ ;; ነዙይ እፍታሓዊ ወሳኔ ህወሓት ከነማራርዮን ኢትዮፕኣ ይኹን ትግራይ ደባባዊ ቀይሕ ባህር ንኸግንዩ ክንገበር ታሪካዊ ግደታና እዩ ::

Saturday 6 February 2021

ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አያ:: ካብ ኢትዮጵያ ከትግንትጸል የብላን :; ሀገርና ኢትዮጵያ መረባትና ትግራይ !

 ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አያ:: ካብ ኢትዮጵያ ከትግንትጸል የብላን :; ሀገርና ኢትዮጵያ መረባትና ትግራይ !

ባንዳኣታትን ዑሱባትን  ጥ ራይ አዮም ትግራይ ካብ ኢትዮጵዮኣ  ከትግንትጸል መደብ ገሮም ዘለው ::

ኣብዙይ  ጉዳይ እዙይ ሰምእታውያን  ክንኸውን የብልናን:; ብመጀመ ሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ደሞክራስያዊ ሰርዓት  ስለዘይለ ህዝብናን ክልኦት ህዝብታትን  ይጭቆኑ ኣለዉ :: ቀዳማይ ቃልስና ደመክራሳዊ መንግስት ኣብ ኢትዮጵያ ክትከል ምግባር ይኸውን:; ፋሽስታዊ መንግስት ዓብይ ብዲሞክራሳዉያን ሓይልታት ኢትዮጵያ  ክንትኮ  ናይ ግድን አዩ:;ኢትዮጵያ ንተጋሩ ኣይጨቆነትን :; ኣይሓረ ደትን:; ክሰደዱ ኣይገበረትን:; ነዙይ ሰደትን ዉርደትን ህዝብ ትግራይን ካልኦትን ተጠያቂ  ኣበይ ኣሕመድ አሊ; ኢሳያስ ኣፈወርቂን  ደገፍቶምን አዮም :: ቃልስና ንፋሽስት ኢሳያስ ኣፈወርቅን አብይ ሕመድን ካብ ስልጣን ምዉጋድን ንዝህብን ሀገርን ዝሓልይን ዝዋደቅን  መንግስት ኣብ ኢትዮጵያ ምምስራት አምበር "ሀገረ ትግራይ" ወይንም "ሀገረ ኦሮሞ" ወዘተ ምፍጣር ኣይኮነን ::


ኣብ ኢትዮጵያ ንእሽተይ  ናይ ደሞክራሲ  ብርሃን ኣብ ዘመን ህወሓት  ተራእዩ ነይሩ:; ይኹን እምበር በመሪሕነት ህወሓት ቡዙሕ ገጋታት  ስለተፈትጸመ  ህዝብ ኢትዮፕኣ ኣይተቐበሎን:; ህወሓት ኣብ "ዓሌትን ሽንጥሮን" መሰረት ዝገበረ ፌደራል ስርዓት ተኽእላ ነይራ:; ይኹን ደኣ እምበር ተቀባልነት ኣብ ህዝብ ኢትዮፕኣ ኣይገነየን :;  ስለዝኸነ ድማ መርሕነት ህወሓት ከም ፀላኢ  ህዝቢ  ተራእዩ ገሊኦም ተቐቲሎም ገሊኦም ድማ ብረታዊ ቃልሲ ጀምሮም ኣብ ጎቦታት ኢትዮጵያ ይዋገኡን ይፋለሙ አለው :;