ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አያ:: ካብ ኢትዮጵያ ከትግንትጸል የብላን :; ሀገርና ኢትዮጵያ መረባትና ትግራይ !
ባንዳኣታትን ዑሱባትን ጥ ራይ አዮም ትግራይ ካብ ኢትዮጵዮኣ ከትግንትጸል መደብ ገሮም ዘለው ::
ኣብዙይ ጉዳይ እዙይ ሰምእታውያን ክንኸውን የብልናን:; ብመጀመ ሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ደሞክራስያዊ ሰርዓት ስለዘይለ ህዝብናን ክልኦት ህዝብታትን ይጭቆኑ ኣለዉ :: ቀዳማይ ቃልስና ደመክራሳዊ መንግስት ኣብ ኢትዮጵያ ክትከል ምግባር ይኸውን:; ፋሽስታዊ መንግስት ዓብይ ብዲሞክራሳዉያን ሓይልታት ኢትዮጵያ ክንትኮ ናይ ግድን አዩ:;ኢትዮጵያ ንተጋሩ ኣይጨቆነትን :; ኣይሓረ ደትን:; ክሰደዱ ኣይገበረትን:; ነዙይ ሰደትን ዉርደትን ህዝብ ትግራይን ካልኦትን ተጠያቂ ኣበይ ኣሕመድ አሊ; ኢሳያስ ኣፈወርቂን ደገፍቶምን አዮም :: ቃልስና ንፋሽስት ኢሳያስ ኣፈወርቅን አብይ ሕመድን ካብ ስልጣን ምዉጋድን ንዝህብን ሀገርን ዝሓልይን ዝዋደቅን መንግስት ኣብ ኢትዮጵያ ምምስራት አምበር "ሀገረ ትግራይ" ወይንም "ሀገረ ኦሮሞ" ወዘተ ምፍጣር ኣይኮነን ::
ኣብ ኢትዮጵያ ንእሽተይ ናይ ደሞክራሲ ብርሃን ኣብ ዘመን ህወሓት ተራእዩ ነይሩ:; ይኹን እምበር በመሪሕነት ህወሓት ቡዙሕ ገጋታት ስለተፈትጸመ ህዝብ ኢትዮፕኣ ኣይተቐበሎን:; ህወሓት ኣብ "ዓሌትን ሽንጥሮን" መሰረት ዝገበረ ፌደራል ስርዓት ተኽእላ ነይራ:; ይኹን ደኣ እምበር ተቀባልነት ኣብ ህዝብ ኢትዮፕኣ ኣይገነየን :; ስለዝኸነ ድማ መርሕነት ህወሓት ከም ፀላኢ ህዝቢ ተራእዩ ገሊኦም ተቐቲሎም ገሊኦም ድማ ብረታዊ ቃልሲ ጀምሮም ኣብ ጎቦታት ኢትዮጵያ ይዋገኡን ይፋለሙ አለው :;
No comments:
Post a Comment