Saturday 6 February 2021

ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አያ:: ካብ ኢትዮጵያ ከትግንትጸል የብላን :; ሀገርና ኢትዮጵያ መረባትና ትግራይ !

 ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ መሰረት አያ:: ካብ ኢትዮጵያ ከትግንትጸል የብላን :; ሀገርና ኢትዮጵያ መረባትና ትግራይ !

ባንዳኣታትን ዑሱባትን  ጥ ራይ አዮም ትግራይ ካብ ኢትዮጵዮኣ  ከትግንትጸል መደብ ገሮም ዘለው ::

ኣብዙይ  ጉዳይ እዙይ ሰምእታውያን  ክንኸውን የብልናን:; ብመጀመ ሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ደሞክራስያዊ ሰርዓት  ስለዘይለ ህዝብናን ክልኦት ህዝብታትን  ይጭቆኑ ኣለዉ :: ቀዳማይ ቃልስና ደመክራሳዊ መንግስት ኣብ ኢትዮጵያ ክትከል ምግባር ይኸውን:; ፋሽስታዊ መንግስት ዓብይ ብዲሞክራሳዉያን ሓይልታት ኢትዮጵያ  ክንትኮ  ናይ ግድን አዩ:;ኢትዮጵያ ንተጋሩ ኣይጨቆነትን :; ኣይሓረ ደትን:; ክሰደዱ ኣይገበረትን:; ነዙይ ሰደትን ዉርደትን ህዝብ ትግራይን ካልኦትን ተጠያቂ  ኣበይ ኣሕመድ አሊ; ኢሳያስ ኣፈወርቂን  ደገፍቶምን አዮም :: ቃልስና ንፋሽስት ኢሳያስ ኣፈወርቅን አብይ ሕመድን ካብ ስልጣን ምዉጋድን ንዝህብን ሀገርን ዝሓልይን ዝዋደቅን  መንግስት ኣብ ኢትዮጵያ ምምስራት አምበር "ሀገረ ትግራይ" ወይንም "ሀገረ ኦሮሞ" ወዘተ ምፍጣር ኣይኮነን ::


ኣብ ኢትዮጵያ ንእሽተይ  ናይ ደሞክራሲ  ብርሃን ኣብ ዘመን ህወሓት  ተራእዩ ነይሩ:; ይኹን እምበር በመሪሕነት ህወሓት ቡዙሕ ገጋታት  ስለተፈትጸመ  ህዝብ ኢትዮፕኣ ኣይተቐበሎን:; ህወሓት ኣብ "ዓሌትን ሽንጥሮን" መሰረት ዝገበረ ፌደራል ስርዓት ተኽእላ ነይራ:; ይኹን ደኣ እምበር ተቀባልነት ኣብ ህዝብ ኢትዮፕኣ ኣይገነየን :;  ስለዝኸነ ድማ መርሕነት ህወሓት ከም ፀላኢ  ህዝቢ  ተራእዩ ገሊኦም ተቐቲሎም ገሊኦም ድማ ብረታዊ ቃልሲ ጀምሮም ኣብ ጎቦታት ኢትዮጵያ ይዋገኡን ይፋለሙ አለው :;